Saltar al contenido
Global sound
ፈለገ ጥበብ እም ፍኖተ ኣትናቴዎስ /Fnote Atnatiewos/

ፈለገ ጥበብ እም ፍኖተ ኣትናቴዎስ /Fnote Atnatiewos/

de Fr. Fnote-Atnatiewos (ቀሲስ ዉሉደ ፈለገ-ጥበብ)

Último episodio
ንሓድሽ ዓመት ብንስሓ ዘመነ ሉቃስ-2019

Sobre este podcast

ኣብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ዘገልግል፣ ብሓደ ታራ ካህን እትመሓደር፣ ሶሙናዊ ፖድካስት።ቀንዲ ዕላማ ናይዚ ፖድካስት ነቲ ቅዱሳን ዝመሃርዎ ትምህርቲ ናብ ኲሎም ምእመናን ንምትሕልላፍ እዩ።

Episodios

Los 20 episodios más recientes de 23

  • ንሓድሽ ዓመት ብንስሓ ዘመነ ሉቃስ-2019 · 30 min · Episodio 23እንቛዕ ካብ ዘመነ ማርቆስ ናብ ዘመነ ሉቃስ፣ ናብ ሓድሽ ዓመት 2019 ዓ.ም. ብሰላም ኣብጽሓና። ነዚ ምጅማር ሓድሽ ዘመን ዝኸዉን መልእክቲ ንበረኸት ክኾነኩም ናባዂም የብሎ ኣለኹ። ሰሚዕዂ ክትባረኽሉን ጸሎተይ እዩ። ብጸሎት ንዘኻከር!
  • 22. ራብዐይቲ ትእዛዝ ራብዐይቲ ክፋል · 22 min · Episodio 22መልእክቲ ናብ ሰብ ዕብራዉያን ምዕራፍ 4 ከም ዝነግረና፣ ሰንበት ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ ጥራይ ዘይኰነት፣ እንኮላይ ናይታ ተስፋ እንገብራ ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ፣ መዓልቲ ጐይታ መንግስቲ ኣምላኽ እንወርሰላ፣ ምሳሌ ዉን እያ። መዓልቲ ሰንበት ምኽባር እንኮላይ በዓላት ጐይታ ከነብዕል ዉን…
  • 21. ራብዐይቲ ትእዛዝ ሳልሰይቲ ክፋል · 29 min · Episodio 21ኣብዛ ሳልሰይቲ ክፋል፣ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፣ ከመይ ጌሩ ንቀዳም፣ ብመዓልቲ ትንሳኤኡ ብሰንበት ምልኣት ከም ዘልበሳን፣ ሰንበት ናይ ምሕረት ናይ ፈዉስን ናይ ሕድገትን ምዃና ከም ዝመሃረን፣ ክንርኢ ኢና።
  • 20. ራብዐይቲ ትእዛዝ ካልአይቲ ክፋል · 27 min · Episodio 20ኣብዚ ካልኣይቲ ክፋል፣ ሰንበት ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ ጥራይ ዘይዀነት፣ እግዚአብሔር ብህልዉንኡ ንህዝቡ ከም ዝቕደስ ኪዳን ኮይና ዝቖመት መዓልቲ ምዃናን፣ ብተወሳኺ ካብ ባርነት ሓራ ናይ ምዉጻእ ምልክት፣ ግዙኣት ሓራ ዝዉጽኡላ፣ ድኽነት ዝሰዓረላ፣ ናይ ምሕረት፣ ናይ ቅዱስ እኬባ፣…
  • 19. ራብዐይቲ ትእዛዝ ቀዳማይ ክፋል · 27 min · Episodio 19መዓልቲ ሰንበት ክትቅድሳ ዘኽር ትብል ራብዐይቲ ትእዛዝ መእተዊ ቀዳማይ ክፋል ኮይኑ፣ ኣብዚ መደብ ኣበጋግሳ ናይዛ ሕጊ ካበይ ዘፍጥረት ዝጀመረ ከም ዝዀነን፣ ጐይታ በዛ መዓልቲ ፍጥረት ካብ ምፍጣር ከም ዘዕረፈ፣ ንዓለም ብመለኮታዊ ባህሪኡ ካብ ምስሳይ ግና ከም ዘየዕረፈ፣ ንሕና ድማ፣…
  • 18. ሳልሰይቲ ትእዛዝ ካልአይቲ ክፋል · 52 min · Episodio 18ኣብዛ ካልአይትን መወዳእታን ክፋል፣ ስም እግዚአብሔር ብከንቱ ኣይትለዕል እንታይ ማለት እዩ? ብከንቱ ትርጉሙ እንታይ እዩ? ስም እግዚአብሔር ምጽራፍ ከም ዘይግባእ፣ ስም እግዚአብሔር ብከንቱ ከነልዕል ከምዘይግባእ፣ ክንምሕል ክንሕስው፣ ከንቃልል ከም ዘይግባእ ኣብዚ ክንዝቲ ኢና።…
  • 17. ሳልሰይቲ ሕጊ ቀዳመይቲ ክፋል · 45 min · Episodio 17ሰላም ንዓኹም፣ ብሰንኪ ጻዕቒ ስራሕ ከይተዘርግሐ ዝቐነየ፣ መበል ራብዓይ ክፋል ትምህርቲ ብዛዕባ 10 ትእዛዛት ናባዂም የብሎ ኣሎኹ። ኣብዚ ትምህርቲ ብዛዕባ እታ ሳልሰይቲ ሕጊ፣ "ስም እግዚአብሔር ብከንቱ ኣይተልዕል" ክንዝትይ ኢና። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል፣ ብዛዕባ ኣገዳስነት ስም፣…
  • 16. ካልአይቲ ትእዛዝ 3ይቲን መወዳእታን ክፋል · 41 min · Episodio 16ዘጸ 20.4 "ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለው፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ኣብ ማይ ከኣኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ምስልን ስእልን ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ ኣግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ…
  • 15. ካልአይቲ ትእዛዝ 2ይቲ ክፋል · 33 min · Episodio 15ዘጸ 20.4 "ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለው፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ኣብ ማይ ከኣኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ምስልን ስእልን ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ ኣግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ…
  • 14. ካልአይቲ ትእዛዝ 1ይቲ ክፋል · 42 min · Episodio 14ዘጸ 20.4 "ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለው፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ኣብ ማይ ከኣኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ምስልን ስእልን ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ ኣግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ…
  • 13. መልእክቲ በዓለ ፋሲጋ ቅ. ዮውሃንስ ኣፈ-ወርቅ · 16 min · Episodio 13ናይ ቁስጥንጢንያ ሊቀ ጳጳስ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ኣብ ከባቢ 400 ዓ.ም. ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈ-ወርቅ ናብ ምእመናን ዝሰደዶ መልእክቲ ፋሲጋ፣ ብምንያት በዓለ ፋሲጋ ክትሰምዕዎ ናባኹም የብሎ። ብሩኽ በዓለ ፋሲጋ። ርሑስ በዓለ ትንሳኤ!
  • 12. ቀዳመይቲ ትእዛዝ 3ይቲ ክፋል · 35 min · Episodio 12ቀዳመይቲ ትእዛዝ "ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ። ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።" እዛ ቀዳመይቲ ትእዛዝ እንታይ መልእክቲ ኣለዋ? ነዛ ሕጊ ንምፍጻም እንታይ ክንገብር ኣለና? ኣብዚ መደብ ተኸታተሉ። እዚ ትምህርቲ እዚ…
  • 11. ቀዳመይቲ ትእዛዝ 2ይቲ ክፋል · 28 min · Episodio 11ቀዳመይቲ ትእዛዝ "ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ። ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።" እዛ ቀዳመይቲ ትእዛዝ እንታይ መልእክቲ ኣለዋ? ነዛ ሕጊ ንምፍጻም እንታይ ክንገብር ኣለና? ኣብዚ መደብ ተኸታተሉ። እዚ ትምህርቲ እዚ…
  • 10. ቀዳመይቲ ትእዛዝ 1ይቲ ክፋል · 45 min · Episodio 10ቀዳመይቲ ትእዛዝ "ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ። ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።" እዛ ቀዳመይቲ ትእዛዝ እንታይ መልእክቲ ኣለዋ? ነዛ ሕጊ ንምፍጻም እንታይ ክንገብር ኣለና? ኣብዚ መደብ ተኸታተሉ። እዚ ትምህርቲ እዚ…
  • 9. ዓሰርተ ትእዛዛት መእተዊ ካልኣይ ክፋል · 33 min · Episodio 9ኣብ ዓቢ ጾም፣ ጾመ 40 (2017 ዓ.ም.ግ ወይ 2025 ዓ.ም.ግ) ዝተዋህበ ንምእመናን ዝተዋህበ ትምህርቲ። እዚ መእተዊ ናይ ዓሰርተ ትእዛዛት ኮይኑ፣ ካልኣይ ክፋል ሰሚዕኹም ንበረኸት ክኾነኹም ጸሎተይ እዩ።
  • 8. ዓሰርተ ትእዛዛት መእተዊ. ቀዳማይ ክፋል · 37 min · Episodio 8ኣብ ዓቢ ጾም፣ ጾመ 40 (2017 ዓ.ም.ግ ወይ 2025 ዓ.ም.ግ) ዝተዋህበ ንምእመናን ዝተዋህበ ትምህርቲ። እዚ መእተዊ ናይ ዓሰርተ ትእዛዛት ኮይኑ፣ ቀዳማይ ክፋል ሰሚዕኹም ንበረኸት ክትኻፈሉ፣ ናባኹም የብሎ።
  • 7. ናይሙሴ ህይወት - ቅ.ጎርጎርዮስ ዘኒሱን ቁ.1 · 59 min · Episodio 7ቅዱስ ጎርጎርዮስ ዘኒሱን (ሓዉ ንቅዱስ ባሲልዮስ ዓቢ) ብዛዕባ ናብራ ቅድስና እንታይ ይመስል ንኽምህር ካብ ዘዳለዋ፣ ናይ ሙሴ ህይወት (The Life of Moses) እትብል መጽሓፉ ዝተወስደ ትምህርቲ፣ ቀዳመይቲ ክፋል።…
  • 6. ጾም- ብቅዱስ ዮውሓንስ ኣፈወርቅ · 21 min · Episodio 6ቅዱስ ዮዉሓንስ ብዛዕባ ጾም ካብ ዝመሃሮ ዝተወስደ። ብሩኽ ምክትታል። https://fnoteatnatiewos.com/2021/03/17/%e1%8c%be%e1%88%9d-%e1%89%85%e1%8b%b1%e1%88%b5-%e1%8b%ae%e1%88%83%e1%8a%95%e1%88%b5-%e1%8a%a3%e1…
  • 5. ከመይ ጌርና ናብ ምስሊ ክርስቶስ ክንዓቢ ንኽእል? 3ይን መወዳእታ ክፋል · 43 min · Episodio 5ነቲ ኣረጊት ኣዳም ምስ ኲሉ ግብሪ ቀንጢጥና ብምስቃል፣ ከመይ ጌርና ናብ ምስሊ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክንመስል ንኽእል። ናይ መወዳእታ ክፋል። "እቲ ፍጹም ዝዀነ ሰብ መከራ ፈሪሑ ኣይኰነን ሰናይ ግብሪ ዝገብር፣ ወይ ዓስቢ ክረኽብ ተስፋ ስለዘለዎ ዉን…
  • 4. ኣረጊት ኣዳምን ሓድሽ ሰብን · 54 min · Episodio 4ከመይ ጌርና ነቲ ኣረጊት ሰብ ቀንጢጥና፡ ምስ ኲሉ ፍትወቱ ኣብ መስቀል ሰቒልና፣ ነቲ ብናይ ሓቂ ጽድቅን ቅድስናን ብመልክዕ ኣምላኽ እተፈጥረ ሓድሽ ሰብ ክንለብስ ንኽእል? ኣረጊት ኣዳም ምስ ኲሉ ትምኒታቱ ሰቒልና ንክርስቶስ ምልባስ። ኣዳም ናብቲ ምስሊ ኣምላኽ ንከይዓቢ ሕጊ ብምጥሓሱ…

En directo, última hora: 12.802 canciones en 5.228 emisoras de 123 países

Descubre el mundo a través de la radio

Más formas de descubrir (7)

¿Has oído algo bueno? Guárdalo o ábrelo directamente en Spotify.

★ Artista de la semana El que más sube en la radio esta semana
¿Tu canción aquí? Desde € 9 por semana →
KISS 97.3 WKSOSeguir escuchando