Notatki do odcinka
ንሎሚ ዝተዳለወ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣርእስታቱ)፡ * ምውፋር ወተሃደራዊ ቅዲ ዘለዎም ጠበንጃታት ዝዓጠቑ ፖሊስ ኣብ ህቡባት ቦታታት ቱሪዝም፣ ቦታታት እምነትን ዓበይቲ ውራያትን ከተማ ሲድኒ ዝተሓዋወሰ ግብረመልሲ ፈጢሮም፣ * ወነንቲ ብረት ኣብ መላእ ግዝኣት ኒውሳውዝዌልስ፣ ናይ’ታ ግዝኣት መደብ ምእካብ ወይ መሊስካ ምግዛእ ኣብ ዝጀመረሉ፣ መሳርሒታቶም ካብ ሎሚ ጀሚሮም ከረክቡ ይኽእሉ’ዮም። * ኣብ ፍራንክፈርት ጎነጻዊ ናዕብታት ድሕሪ ምልዓሎም ልዕሊ 100 ኣባላት ፖሊስ ተጎዲኦምን 54 ሰባት ድማ ተኣሲሮም።
#sbsaudiopodcast
Strona: sbs.com.au

