SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
by SBS
Latest episode
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ሕዳር 2026)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ሕዳር 2026)
About this podcast
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
The newest 50 of 1,463 episodes
- ዕለታዊ ዜና ትግርኛ SBS (16 ሕዳር 2026) · 11 minኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ሊበራል ቪክቶርያ እንተ ተመሪጹ፡ ገበነኛታት መንእሰያት ናይ ሓጺር ስልጠና ብምሃብ ወይ ኣብ ቡትካምፕ ብምእታው ናብ ስራሕ ከዋፍሮም ምዃኑ ኣፍሊጡ ባሕሬን ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልታት ንኻልኣይ ግዜ ብመጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ኢራን ተወቒዓ። ኣውስትራልያ ኣብ…
- ሓይሊ ሰላም ትግራይ (TPF) ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩናት እንተጋጢሙ ከም ዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። (ጸብጻብ) · 10 minኤርትራውያን ምስ ካልኦት ዜጋታት ብምዃን ኣንጻር ምምሕዳር ኣብይ ኣሕመድ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብወገኑ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ግጭታት ብዝምልከት ንመሪሕነት ኤርትራ ከሲሱ። ሓይሊ ሰላም ትግራይ (TPF) ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩናት…
- ኣብ ጽባሕ ምቁራጽ ኣገልግሎት ማይክሮሶፍት ከመይ ኢሉ'ዩ ንኣውስትራልያውያን ሓደጋ ጸጥታ ሳይበር (Cybersecurity) ከጋጥሞም ዝኽእል፧ · 6 minትካላት ንግዲ፣ ንመጻኢ ከጋጥሙ ንዝኽእሉ ጸገማት ምቁራጽ ኣገልግሎት ማይክሮሶፍት መሐለውታ ከዳልዋ ክኢላታት የተባብዑ ኣለዉ። #sbsaudiopodcast
- "ህዝቢ'ዩ ቅድሚ ሃገር ዝስራዕ" ሳልሕ፡ "ሃገር እንተ ፈሪሳ ህዝቢ ክህሉ ኣይከኣልን'ዩ" ሃ/ሚካኤል (ሊንጎ) · 47 minመንግስቲ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ዳግም ካብ ኤርትራ ንምውሳድ "ብዲፕሎማሲ ወይ ብሓይሊ" ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ብዝለዓለ ናህሪ ይገልጽ ኣሎ። መንግስቲ ኤርትራ ብወገኑ ነዚ ክመጽእ ዝኽእል ሓደጋ ዝብሎ ንምክልኻል ዝተፈላለዩ ስጉምቲታት ይወስድ ኣሎ። ሓደ ኻብቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝገብሮ…
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (12 ሕዳር 2026) · 14 minኣርእስታት ዜና፥ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዋዕላ ክሊማ COP31 ዝሳተፉ ዘለዉ መራሕቲ ኣንጻር ቅሪተ-ኣካላት ነዳዲ ብቕልጡፍ ዝሓየለ ስጉምቲ ክወስዱ ኣተሓሳሲቡ። ዓቢ መሸጢ ዕዳጋ ዴቪድ ጆንስ ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ኣብ መላእ ሓሙሽተ ግዝኣታት 19 ድኳናት ክዓጽው እዩ፡…
- ልኡኽ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ወጥሪ ኢትዮጲያን ኤርትራን ከህድእ ጻዕርታት ይገብር ኣሎ። · 12 minወጥሪ ኢትዮጵያን ኤርትራን እናገደደ ብምኻዱ፡ ሃገራት ጉጅለ G7 ንሓደጋ ምስፋሕ ዞባዊ ግጭት መጠንቀቕታ ሂቦም። ናይ ኣሜሪካ ሰነተራት ኣብ ኢትዮጵያ ዝስፋሕፋሕ ግጭት ንምክልኻል ስጉምቲ ካልኣይ ደብዳቤ ጽሒፎም። ኢትዮጵያ ፡ኤርትራን ሱዳንን ንዕጡቓት ጉጅለታት ይድግፋን መጥቃዕቲ ድሮን…
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (11 ሕዳር 2026) · 5 min** ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ [[ረቡዕ 11 ሕዳር]] ነቶም ኣብ ግጭትን ስርሒታት ዓቃብ ሰላምን ዘገልገሉን ዝሞቱን ኣፍልጦ ብምሃብ ስርዓተ ዝኽሪ ተገይሩ። ... ** ሰበስልጣን ሩስያን ዩክሬንን ድሕሪ ወርሒ ለካቲት ንፈለማ እዋን ዝርርብ ሰላም ክገብሩ ኣብ ኣቡዳቢ ተራኺቦም። ... **…
- What does Kumanjayi mean? Understanding Sorry Business - ኩማንጃይ እንታይ ማለት እዩ፧ ብዛዕባ ስርዓተ ሓዘን ደቀ'ባት-Sorry Business ምርዳእ · 12 minWhen someone dies, families and communities may have cultural practices and responsibilities around mourning. For many Aboriginal and Torres Strait Islander people, this is known…
- ብድሆታት መንእሰያት ኣፍሪቃን ንምሕጋዞም ዝውሰድ ዘሎ ስጉምትታትን፡ ዝርርብ ምስ ዋና ኣካያዲ ኣፍሪከውዝ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ። · 30 minመንእሰያት ኣፍሪቃውያን ኣውስትራሊያውያን ኣብ ትምህርቲን ኣብ ስራሕ ምርካብን ብዙሕ ብድሆታት ኣለዎም። እዚ ብፍላይ ምስ ገበን ተተሓሒዙ ካብ'ቲ ኣዚዩ ንህይወቶም ዘጸግም ዘሎን ክወጽእሉ ኣብ ዘይክእልሉ ዕንክሊል ዘእትዎምን ኮይኑ ኣሎ። ብንኡስን ዓብን ገበን ተኸሲሶም ኣብ መዳጎኒ…
- "ኢትዮጵያ፥ ልኡላዊ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕራ ዳግማይ ንምርካብ ብሓይሊ'ውን ቈሪጻ ኣላ።" ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ። (ዜና 10 ሕዳር 2026) · 7 min** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዝ፡ ኣውስትራልያ ብሓባር እተአንግዶ ዘላ ዋዕላ ክሊማ COP31 ናብ ቱርኪ ክገይሽ ምዃኑ ተፈሊጡ... ** ዋና ኣካያዲ ትካል ተክኖሎጂ ኒቪድያ ምስ ቻይናዊት ሰላዪት ዝምድና ኣለዎ ብዝብል ኣብ ወጥሪ ኣትዩ... ** ኣመሓዳሪ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር…
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (09 ሕዳር 2026) · 11 minኣርእስታት ዜና፥ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ከባቢ ርእሰ ከተማ ሰንዓ የመን ኣብ እትርከብ ቁሸት ባኒ ሑሻይሽ መጥቃዕቲ ኣየር ድሕሪ ምክያዳ ብውሕዱ 32 ሰባት ተቐቲሎም። ፕረዚደንት እስራኤል ኢሳቕ ሄርዞግ ሓድሽ መንግስቲ ንከቕውም ንሓላፊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ነበር ጋድ ኣይዘንኮት መሪጹ።…
- ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ገደብ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ተነቢሩ። (ጸብጻብ) · 7 minልኡኽ ቻይና ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ተራኺቡ። ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ገደብ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ተነቢሩ። ብወገን ብተዋጋእቲ ዕጡቓት ድማ መፈራርሒ ወረቐት ተበቲኑ ብተዛማዲ ሓበሬታ ኣብ ጋምቤላ ድሕሪ ምሸት ሰዓት 1፡00 ናይ ምንቅስቓስ…
- ኣድመጽቲ ንኣጀንዳ ትራምፕ ነጺጎሞ። ንሱ ግን ሕጂ ንሓደ ካብ እኽረርቲ ማጋ (MAGA) ሓለቓ ስታፍ ክኸውን ሰምይዎ · 8 minፖለቲካዊ መርገጺ'ቲ ሓድሽ ተሰምዩ ዘሎ መራሒ ወይ ኣመሓዳሪ ቤተመንግስቲ ዋይት ሃውስ፡ ስቲፈን ሚለር፡ ዘመልክቶ፡ ድሕሪ ስዕረት ምርጫታት መፋርቕ ግዜ ስልጣን (midterm)፡ ትራምፕ፡ ኣካይድኡ ወይ ኣንፈቱ ክቕይር ዘይምዃኑ'ዩ። #sbsaudiopodcast
- ምርጫ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ- ኣመታቱን ተሳትፎ ኣፍሪቃውያንን ፡ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ቶማስ ኣርኣያ · 24 minብዛዕባ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፣ ደሞክራታውያን (Democrats) ንክልቲኦም ባይቶ ወይ ኮንግረስ ክቆጻጸሩ ዘኽእሎም ህዝቢ ድምጹ ሂቡ ኣሎ። ካብ ኢትዮጵያን ኤርትራ ወሲኽካ ኣብዚ ምርጫ ዝተሳተፉን ዝተዓወቱን ብዙሓት ኣፍሪቃዊ መበቆል ዘለዎም ሕጹያት ተራእዮም። ነዚ…
- ኣብ ኣሜሪካ ታሪኽ ዝተሰርሓሉ ኮንግረስ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ሰልፊ ዲሞክራትስ ኣትዩ · 13 minኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፣ ደሞክራታውያን (Democrats) ክልቲኦም ኣዳራሻት ባይቶ ወይ ኮንግረስ ክቆጻጸሩ ዘኽእሎም እኹል ቁጽሪ ወናብር ገልቢጦም ወይ ካብ መቐናቕንቶም ሪፓብሊካንስ መንጢሎም ወሲዶም። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ግን ካብ’ቶም ውጽኢታት ነብሱ ከርሕቕ ይደሊ።…
- ኢትዮጵያ ሽዱሽተ ዲፕሎማሰኛታት ሱዳን ሰጒጓ። (ጸብጻብ) · 10 minትግራይ ዝሞበቆላ ኢትዮጵያዊት አሜሪካዊት ሜላት ኪሮስ ፈላመይቲ ጄንዚ ጓልኣንስተይቲ ኣባል ኮንግረስ አሜርካ ኰይና። ብተመሳሳሊ መገዲ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ጆ ንጉሰ ውን ደጊሙ ኣብ ኮሎራዶ ተዓዊቱ። ሶማሊያዊት ኣሜሪካዊት ኢልሃን ዑመር'ውን ልዕሊ 76% ብምርካብ ኣብ ሚኒሶታ.። ተዓዊታ…
- ግብጽን ሱዳንን፡ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብ ፈለግ ናይል እትወስዶ ዘላ "በይናዊ ስጕምቲ" ብትሪ ከም ዝነጽጋኦ ኣፍሊጠን። ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (4 ሕዳር 2026) · 6 min** ሪዘርቭ ባንክ ኣውስትራሊያ ነቲ ወግዓዊ መጠን ወለድ ገንዘብ ናብ 4.85 ሚእታዊት ኣዕብይዎ ኣሎ - እዚ ካብ 2008 ጀሚሩ ዝለዓለ ዕብየት እዩ። ** ግብጽን ሱዳንን፡ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብ ፈለግ ናይል እትወስዶ ዘላ "በይናዊ ስጕምቲ" ብትሪ ከም ዝነጽጋኦ ኣፍሊጠን። **ዶናልድ…
- Be prepared for snake season in Australia - ምድላው ንወቕቲ ኣትማን ኣውስትራሊያ፥ · 9 minSnakes are often seen in Australia in spring and summer. You may also see one at other times of year, depending on the weather. Here are some expert tips on snake behaviour and…
- ፈላማይ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ሶማሊላንድ ንፕረዚደንት ብወግዒ ወረቐቱ ኣቕሪቡ፡ (ጸብጻብ)፡ SBS ትግርኛ (03 ሕዳር 2026) · 7 min*** ሎሚ መጠን ወለድ ክውስኽ ምዃኑ ትጽቢት ኣብዝግበረሉ ዝቕባበ ንኽትሕት ስጉምቲ ክውሰድ ጻዊዒት ቀሪቡ። *** ኣብ ልዕሊ ሱፐርማርኬታት ኤውሮጳ ዝፍጸም ናይ ስልኳ ወይ ሃኪንግ መጥቃዕቲ ኣብ መላእ ኣውሮጳ ካብ ሽወደን ክሳብ ቤልጅየም ኣብ ፍሪጅን ፍሪዘርን ብምጥቃዕ ተስፋሕፊሑ።…
- ኣሜሪካውያን ኣብ መፋርቕ ምርጫ ንመን’ዮም ዝመርጹ ዘለዉ፧ · 4 minኣብ ዩናይትድ ስቴትስ፡ ኣብ ፍርቂ ናይ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዘመነ ስልጣን ዝካየድ ምርጫን ውጽኢቱን ንምፍላጥ ህዝብታት ዓለም ብሃንቀውታ ይጽበይዎ ኣለዉ። እቲ ምርጫ ጽባሕ ሰሉስ፡ 3 ሕዳር ክካየድ እዩ። #sbsaudiopodcast
- ኣሜሪካ ተድምጽ፣ ድሕሪ ትራምፕ እንታይ’ዩ ክመጽእ ዝብል ሪፓብሊካውያን ዝምልስዎ ዝዓበየ ሕቶ · 15 minድሕሪ ትራምፕ ዓቃባዊ ፖለቲካ እንታይ ክኸውን’ዩ፧ እዞም ምርጫታት መፋርቕ ግዜ ስልጣን (midterms) ገለ ኣንፈት ክህቡና ይኽእሉ’ዮም። #sbsaudiopodcast
- ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ መደብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (2 ሕዳር 2026) · 49 min* ዕለታዊ ዜና ኤስቤስ ትግርኛ - ምውፋር ወተሃደራዊ ቅዲ ዘለዎም ጠበንጃታት ዝዓጠቑ ፖሊስ ኣብ ህቡባት ቦታታት ቱሪዝም፣ ቦታታት እምነትን ዓበይቲ ውራያትን ከተማ ሲድኒ ዝተሓዋወሰ ግብረመልሲ ፈጢሮም፣ - ወነንቲ ብረት ኣብ መላእ ግዝኣት ኒውሳውዝዌልስ፣ ናይ’ታ ግዝኣት መደብ ምእካብ…
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (2 ሕዳር 2026) · 9 minንሎሚ ዝተዳለወ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣርእስታቱ)፡ * ምውፋር ወተሃደራዊ ቅዲ ዘለዎም ጠበንጃታት ዝዓጠቑ ፖሊስ ኣብ ህቡባት ቦታታት ቱሪዝም፣ ቦታታት እምነትን ዓበይቲ ውራያትን ከተማ ሲድኒ ዝተሓዋወሰ ግብረመልሲ ፈጢሮም፣ * ወነንቲ ብረት ኣብ መላእ ግዝኣት ኒውሳውዝዌልስ፣ ናይ’ታ…
- Victorian election and migrant communities - ምርጫ ቪክቶርያን መጻእቲ (ናይ ደገ) ማሕበረሰባትን · 13 minPolling ahead of this November's Victorian state election shows a surge in support for One Nation. But the data suggests that some of their rising support has come from a…
- ኣሜሪካ ኣብ ኣርሲ ዝተፈጸመ ቅትለት ኮኒና መርመራ ክካየድ ጸዊዓ (ጸብጻባት) · 8 minጸብጻባት ዜና (2 ሕዳር 2026) * ሓይልታት ምሕዝነት ንህልውና ሕጂ’ውን ኣብ ኢትዮጵያ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ከም ዝዕልሙ ገሊጾም፣ * ኣመሪካ ኣብ ኣርሲ ሃይማኖት መሰረት ብምግባር ዝተፈጸሙ ቅትለታት ኮኒና ምርመራ ክግበር ጸዊዓ፣ * ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ…
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026) · 53 minዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ስፐይን ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ካልኣይ ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ ኣብ ሓዘን ኣትያ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ኣብ’ታ ሃገር ክኽበር’ዮ። * ዝተሳዕረ ብራዚላዊ ፕረዚደንታዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፍላቪዮ ቦልሶናሮን ስድራቤቱን ኣብ ኣሜሪካ…
- ስፐይን ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ፣ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ከተኽብር'ያ - ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026) · 8 minዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026) * ስፐይን ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ካልኣይ ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ ኣብ ሓዘን ኣትያ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ኣብ’ታ ሃገር ክኽበር’ዮ። * ዝተሳዕረ ብራዚላዊ ፕረዚደንታዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፍላቪዮ ቦልሶናሮን…
- ሩስያ ምስ ኤርትራ ክዓርቃ ቅርብቲ'የ ኢላ ደጊማ ኣብ ዘረጋገጸትሉ ንኢትዮጵያ ነፈርቲ ኩናት ኣረኪባታ፣ ጸረ ኣየር ሚሳይላት'ውን ከተቐብላ'ያ (ጸብጻባት) · 8 minሩስያ ምስ ኤርትራ ክዓርቃ ቅርብቲ'የ ኢላ ደጊማ ኣብ ዘረጋገጸትሉ ንኢትዮጵያ ነፈርቲ ኩናት ኣረኪባታ፣ ጸረኣየር ሚሳይላት'ውን ከተቐብላ'ያ፣ ግጭት ሞያሌ ኣስታት 36 ሽሕ ሰባት ናብ ኬንያ ክሃድሙ ገይሩ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓታዊ ምምዝባል እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ክብል ምሕዝነት…
- እስራኤል ድምጽታት ትቖጽር፣ መን ክመርሓ'ዩ ግን ገና ንጹር ኣይኮነን - ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28 ጥቅምቲ 2026) · 7 minዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (28 ጥቅምቲ 2026) * ኣመሓዳሪት ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያን ፈደራል ተሓዝ ሕሳብን ዝቕባበ ንንውሕ ዝበለ እዋን ልዑል ኮይኑ ክጸንሕ'ዩ ይብሉ፡ * ሓድሽ መራሒ ሰልፊ ግሪንስ ደይቪድ ሹብሪጅ ንዳርጋ ኩሎም ሰራሕተኛታት ናይ 1000 ዶላር ኣውስትራልያ…
- Could Victoria shift right after 12 years of Labor? - ኣውስትራልያዊት ግዝኣት ቪክቶርያ ድሕሪ ናይ 12 ዓመታት መሪሕነት ሰልፊ ለይበር ናብ የማን ክትቅይር ድያ፧ · 18 minAs Victoria prepares to vote, major and minor parties are battling for support on the issues that matter most to voters. - ቪክቶርያ ክትመርጽ ኣብ ትዳለወሉ፣ ዓበይትን ንኣሽቱን ፖለቲካውያን ሰልፍታት ኣብ'ቶም…
- ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ኣብ ዘዕለቕለቑ ማያት ሬሳ ሓደ ሰብ ተረኺቡ፣ ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ጥቅምቲ 2026) · 7 minንሰሉስ 27 ጥቅምቲ 2026 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ ፈለማ ግን ኣርእስታቱ - * ንመዓልታት ዝጸንሑ ከበድቲ ዝናባትን ህቦብላታትን ተኸቲሉ ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ኣብ ዘዕለቕለቑ ማያት ሬሳ ሓደ ሰብ ተረኺቡ፣ * ፈቓድ ዋንነት ብረት/ኣጽዋር ዘለዎም ሰባት ኣብ…
- How people shape change, and why your voice matters | How Australia Works - ሰባት ንለውጢ ከመይ ይቐርጽዎን ድምጽኹም ንምንታይ የገድስን | How Australia Works · 6 minCan a small group change a local council decision? When Julie learns her community library may close, she joins other residents in a campaign to save it. Her story explores how…
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (26 ጥቅምቲ 2026) · 9 minንሎሚ ዝተዳለወ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣርእስታቱ)፡ * መራሒ ሰርብያ ኣብ ምርጫ ሃገሩ በቲ ብተመሃሮ ዝተመርሐ ምንቅስቓስ ተቓውሞ ከምዝተሳዕረ ኣሚኑ፣ * መራሕቲ ቱሪዝምን ፖለቲከኛታት ኣብ ዘሞገስዎ ስነስርዓት ካብ ሓድሽ ዓለምለኻዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣውስትራልያ ናይ ፈለማ ንግዳዊ…
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (26 ጥቅምቲ 2026) · 11 minንሎሚ ዝተዳለወ ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፡ ፈለማ ግን ኣርእስታቱ፡ * መራሒ ሰርብያ ኣብ ምርጫ ሃገሩ በቲ ብተመሃሮ ዝተመርሐ ምንቅስቓስ ተቓውሞ ከምዝተሳዕረ ኣሚኑ፣ * መራሕቲ ቱሪዝምን ፖለቲከኛታትን ኣብ ዘሞገስዎ ስነስርዓት ካብ ሓድሽ ዓለምለኻዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣውስትራልያ…
- ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ’ቲ ዞባ ዘሎ ጸጥታዊ ብድሆታት ንሓድሕዱ ዝተኣሳሰረ ምዃኑ ኣጠንቂቑ (ጸብጻብ) · 9 minበዓል ሓደራ ተባሂሉ ዝቖመ ምምሕዳር ትግራይ ብኹናት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ናይ ምምላስ መስርሕ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፣ ኢትዮጵያ ሓለዋ ፀጥታ ቀይሕ ባሕሪ ንውሑዳት ሃገራት ጥራይ ዝግደፍ ኣይኮነን ብምባል ተሳትፎ ክህልዋ ሓቲታ፣ ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ ብወገኑ ነቲ ሕቶ ምስሉይነት ዝብል ምላሽ…
- ናይጀርያ ኣብ 10 ዓመት ናይ ፈለማ ሕሙም ኢቦላ ድሕሪ ምርካባ ኣፍሪቃ ‘ዝተሓላለኸ’ ለበዳ ይጽበያ · 7 minኣቐዲሙ ኣብ’ዚ ዓመት ኣብ ዲኣርሲ ዝተበገሰ ለበዳ፣ ሕጂ፣ ናብ ምዕራብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ሰጊሩ’ሎ፣ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ድማ ስግኣታት ክለዓሉ ገይሩ’ሎ። #sbsaudiopodcast
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (22 ጥቅምቲ 2026) · 45 minንሎሚ 22 ጥቅምቲ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ። #sbsaudiopodcast
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (22 ጥቅምቲ 2026) · 8 minኣርእስታት ዜና፥ ** በዓል ቤታ ንኣባል ባይቶ ፌደራል ሄለን ሄይንስ፡ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ክልቲአን እግራ ከምዝሰኣነት ኣፍሊጡ። ** ቅድሚ ዝመጽእ ሰሙን (27 ጥቅምቲ) ኣብ እስራኤል ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ቤንጃሚን ኔታንያሁ፡ ንሓይልታት ምክልኻል እስራኤልን…
- ኤርትራ ንጻውዒት ሰላምን ምትሕብባርን ምስ ኢትዮጵያ ምላሽ እንተዘይሂብ "ኣዝዩ ከቢድ፡ ከቢድ ፡ ከቢድ ሳዕቤን" ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ (ሓጸርቲ ዜናታት 21 ጥቅምቲ ) · 6 min** ኣባል ፓርላማ ሀለን ሄንዝ ኣብ ከቢድን ግን ርጉእ ኩነታት ኣብዘላትሉ፡ ኣባላት ፓርላማ ብዛዕባ ኩነታት ጸጥጣ መለጺ ክወሃቦም’ዩ ... ** መንግስቲ UK ንሱዕዲ ዓረብ ዝህቦ ወተሃደራዊ ድገፍ ከምዘስፍሖ ኣፍሊጡ... #sbsaudiopodcast
- “ተበራቢረ፡ ንገዛእ ርእሰይ ድማ ረኺበያ’ለኹ።” ሃይለ ገብሩ · 52 minሃይለ ገብሩ፡ ብሰፊሕ ኣተሓሳስባኡ ዝፍለጥ፡ ኣብ ንእስነቱ “ኣምላኽ የለን” ንዝብል ኮሚኒስታዊ ኣተሓሳስባ ንምምጓት መጽሓፍ ቅዱስ ደጋጊሙ ዘንበበ ድሒሩ ግና ንማርክሳዊ ኣተሓሳስባ ተቐቢሉ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ዝሰበኸሉ ኣተሓሳስባ’ዩ። ኣብ ጥቓ ሱዳን ብህዝባዊ ሓልታት ንኽልተ ዓመት፡…
- ኣባል ባይቶ ኣውስትራሊያ ብማኪና ተጋጭያ፡ ፖሎቲካዊ ምንህሃር ከይህሉ መጠንቀታታት ቀሪቡ፡ (ዕለታዊ SBS ዜና ትግርኛ 20 ጥቅምቲ) · 5 min** ኣባል ባይቶ ኣውስትራሊያ ሄለን ሃንዝስ ብመኪና ድሕሪ ምውቃዓ፡ ፖሎቲካዊ ጎንጺ ተኾኒኑ። ** ኣብ ፈረንሳ ድሕሪ ዝተፈጸመ ጎኖጻዊ ዕግርግር ምጽርራይ ዕንወት ክግበር ጀሚሩ። ** ኣብ የመን ኣብ ዝርከብ ማእከል ታዕሊም ብሰለስተ ባሊስቲክ ሚሳይላት ሖቲ ተወቒዑ።…
- How laws change, and why it takes time | How Australia Works - ሕግታት ከመይ ይቕየሩ፡ ንምንታይ ከ ግዜ ይወስድ፧ | How Australia Works · 7 minHow do laws change in Australia? Through Rodney Croome’s campaigns for human rights and marriage equality, learn how personal stories, community action, courts and parliament can…
- ን ኢትዮጵያ ዝገጥምዋ ዘለዉ ዕጡቓት፡ 'ሓይልታት ምግንጻል' ክብል ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ሩብዮ ገሊጽዎም፡ (ዕለታዊ ዜና 19 ጥቅምቲ 2026) · 11 minኣርእስታት ዜና፥ ኤውሮጳ ብሰንኪ ቅልውላው ዋጋ መነባብሮ ብዝኻየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት ተታሒዛ ትርከብ፣ ኣብ ፈረንሳ፣ ቤልጅየም፣ ፖርቱጋል፣ ኣልባንያን ኢጣልያን ዓበይቲ ሰልፍታት ተኻይዶም። መንግስቲ ለበር ክፍለ ግዝኣት ቪክቶርያ ኣብ ሕዳር ኣብ ዝካየድ ምርጫ እንተተመርጹ፡ ኣብ…
- "ሰራዊት ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዘዋፍሩሉ እዋን፡ እቲ ኩነታት ናብ ዝሰፍሐ ግጭት ክዓቢ ዝኽእለሉ ሓደጋ ኣሎ።" ማርኮ ሩብዮ · 3 minሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ወጥሪ ብዝምልከት ንጋዜጠኛታት ኣብዝሃቦ ፡ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ዘካየዱ ሓይልታት "ተገንጸልቲ" ኢሉ ብምጥቃስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፍጸም ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ከምዘይድግፍ ገሊጹ።…
- Are immigration cuts an economic solution or a political strategy? - ምንካይ ቁጽሪ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ቁጠባዊ ፍታሕ ድዩ ወይስ ፖለቲካዊ ስትራተጂ? · 13 minAustralia's immigration debate has shifted dramatically. Despite no imminent federal election, both major parties are backing policies to reduce migration numbers and limit…
