Über diesen Podcast
እንቛዕ ናብ ዕላልና ፖድካስት ብደሓን መጻእኩም፤ አብዚ ፖድካስት ኩሉ ነቕርቦ መደባት ብቛንቛ ትግርኛ እዩ፤ :
ብዛዕባ አብ ስደት ከጋጥሙና ዝኽእሉ ብድሆታትን ብኸመይ ንገጥሞን ከአ ትምህርን ትምዕድን፤፤
አበይ ተወሊድና ብዘይገድስ፤ አስመራ፤ አዲስ አበባ፤ መቐለ፤ ካልእ ከተማታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፤ ወይ አብ ስደት አብ ካልእ አፍሪካን፤ ንኹሉ ተዛራባይ ትግርኛ ተማእክል ፖድካስት እያ፤፤
አብዚ ፖድካስት ዝተፈላለየ አብ ህይወት ክጠቕሙናን ክምህሩና ዝኽእሉ ዛዕባታት ሒዝና ክንቀርብ ኢና፤፤ ናብራ ስደት ንኽንምክቶ ዝተቕሙና ጥበባት፤ ባህሊ፤ አተዓባብያ ቆልዑ፤ እምነት፤ ወግዕታትን ክብርታትን ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባት፤ መንነት፤ ብፍቕሪ ምንባርን አፈታትሓ ግጭት ካልእን ሒዝና ክንቐርብ ኢና፤፤
ኩሉ ነቕርቦ መዳባት ከአ ንምሕያልን ምህናጽን አብ ስደት ንዘለና ዝዓለመ እዩ፤፤
ታሪኽ ዝተፈላለዩ ሰባት ብምምጻእ፤ ክሃንጹናን ዉሽጥና ክፍዉስና ዝኽእሉ መሰጥቲ ዕላላትን ምኽርታትን ዉን ከነቕርብ ኢና፤፤
ቡንኩም ወይ ሻሂኩም ሒዝኩም ምሳና ብሓባር ከተምስዩ ከአ ንዕድመኩም፤፤
Folgen
Die neuesten 20 von 24 Folgen
- Episode 1: ዕላል ምስ ስምረት ርእሶም · 1 Std. 10 Min. · Staffel 2 Folge 1ዕላል ምስ ስምረት ርእሶም አብ ደቂ ኣንስትዮ ሕብረተሰብና ዘይተለምደ ዓይነት ስፖርት
- Episode 22: ዕላል ምስ ኣልማዝ ሰልጠነ ፥ብዛዕባ ፖስት ፓርቱም ዲፕረሽን (ድሕሪ ሕርሲ [ቆልዓ ምዉላድ] ዝፍጠር ቅዛነት። · 1 Std. 13 Min. · Staffel 1 Folge 22ዕላል ምስ ኣልማዝ ሰልጠነ ፥ብዛዕባ ፖስት ፓርቱም ዲፕረሽን (ድሕሪ ሕርሲ [ቆልዓ ምዉላድ] ዝፍጠር ቅዛነት።
- Episode 21: Bele’s Bubu with Kisanet Tedros · 53 Min. · Staffel 1 Folge 21ምቁር ዕላል ምስ ቅሳነት ቴድሮስ ኣዳላዊት በለስ ቡቡ ናይ ሕጻናት መደብ።
- Episode 20: Part 2: AIን ባህላዊ ምዕቃብን: ዕላልና ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታን ሄኖክ ተ.ተወልደን P.G. · 42 Min. · Staffel 1 Folge 20ኣብዛ ኤፒሶድ እዚአ ዕላልና አብዘን ነጥብታት ዘተኮረ’ዩ: 1. ረብሓን ጉድኣትን AI ምጥቃም 2. ስትራተጂካዊ ኣጠቓቕማ AI 3. ከመይ ጌርና AI ክንመሃር ንኽእል 4. መንነትናን ናይ ትንተና ክእለትናን : ምሕጻብ መንነትና 6. ተራ ወለዲ ኣብ ምምሃር መንእሰያት…
- Episode 19: Part 1: AIን ባህላዊ ምዕቃብን: ዕላልና ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታን ሄኖክ ተ.ተወልደን P.G. · 52 Min. · Staffel 1 Folge 19ኣብዛ ኤፒሶድ እዚአ ዕላልና አብዘን ነጥብታት ዘተኮረ’ዩ: 1. ረብሓን ጉድኣትን AI ምጥቃም 2. ስትራተጂካዊ ኣጠቓቕማ AI 3. ከመይ ጌርና AI ክንመሃር ንኽእል 4. መንነትናን ናይ ትንተና ክእለትናን : ምሕጻብ መንነትና 6. ተራ ወለዲ ኣብ ምምሃር መንእሰያት…
- Episode 18: ምቁርን መሳጥን ትምህርታዊ ዕላል ምስ ሪም የማነ ብዛዕባ ሕማም ምንፍርፋር (Epilepsy )። with Rim Yemane · 1 Std. 19 Min. · Staffel 1 Folge 18ምቁርን መሳጥን ትምህርታዊ ዕላል ምስ ሪም የማነ ብዛዕባ ሕማም ምንፍርፋር (Epilepsy )። with Rim Yemane
- Episode 17: ናብራ ስደት ብኸመይ ንብድሆ ፧ ዕላል አብ መንጎ ሰናይትን ሮዚናንናብራ ስደት ብኸመይ ንብድሆ ፧ ዕላል አብ መንጎ ሰናይትን ሮዚናን · 45 Min. · Staffel 1 Folge 17ናብራ ስደት ብኸመይ ንብድሆ ፧ ዕላል አብ መንጎ ሰናይትን ሮዚናንናብራ ስደት ብኸመ
- Episode 16: Part 2 - ኣፈታትሓ ግርጭት፟፟ — ብሕጊ እንዳባ ዕላል ምስ ዶክተር ቢኒያም ተስፋማሪያም · 32 Min. · Staffel 1 Folge 16In part 2 of this thought-provoking conversation, co-hosts Senait Mesfin Piccigallo and Rozina Michael sit down with Dr. Biniam Misgun to explore traditional conflict resolution…
- Episode 15: Part 1 - ኣፈታትሓ ግርጭት፟፟ — ብሕጊ እንዳባ ዕላል ምስ ዶክተር ቢኒያም ተስፋማሪያም · 40 Min. · Staffel 1 Folge 15In this thought-provoking conversation, co-hosts Senait Mesfin Piccigallo and Rozina Michael sit down with Dr. Misgun to explore traditional conflict resolution practices across…
- Episode 14: Part 2 - Autism with Yonas Keleta, Ph.D. _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ · 1 Std. 26 Min. · Staffel 1 Folge 14Autism with Yonas Keleta, Ph.D. _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ
- Episode 13: Part 1 - Autism with Yonas Keleta, Ph.D. _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ · 56 Min. · Staffel 1 Folge 13Yonas Kelea, Ph.D., has conducted extensive electrophysiological and behavioral experiments during his doctoral training, focusing on the impact of psychostimulants such as METH…
- Episode 12: Rozina and Senait on BARIETO SHOW 91.3 FM/ባሬቶ ሸው – Part 2 · 31 Min. · Staffel 1 Folge 12In this special feature on BARIETO SHOW / ባሬቶ ሸው on Access Now Radio 91.3 FM, A Canada based radio show, Senait and Rozina join hosts Isaac and Samrawita for a powerful and…
- Episode 11: Rozina and Senait on BARIETO SHOW 91.3 FM/ባሬቶ ሸው – Part 1 · 31 Min. · Staffel 1 Folge 11In this special feature on BARIETO SHOW / ባሬቶ ሸው on Access Now Radio 91.3 FM, A Canada based radio show, Senait and Rozina join hosts Isaac and Samrawita for a powerful and…
- Episode 10: AI with Henok Tewelde – Part 2 · 35 Min. · Staffel 1 Folge 10In this insightful episode, we sit down with Henok Tewelde — geophysicist, licensed Geoscientist in Texas, former Head of Geophysics for Eritrea’s National Water Resources…
- Episode 9: AI with Henok Tewelde – Part 1 · 44 Min. · Staffel 3 Folge 9In this insightful episode, we sit down with Henok Tewelde — geophysicist, licensed Geoscientist in Texas, former Head of Geophysics for Eritrea’s National Water Resources…
- Episode 8: Canadian Immigration with Syn Amanuel · 1 Std. 9 Min. · Staffel 1 Folge 8In this episode, we sit down with Syn (ሳይን) Amanuel, RCIC-IRB, a Canadian Immigration Consultant at Selamta Immigration Services, to explore the Canadian immigration system in…
- ጥበብ # 7 ናይ ምውህሃድ ብቕዓት ብኸመይ ትዕብዮ፧ · 52 Min. · Staffel 1 Folge 7ጥበብ # 7ናብራ ስደት ንብድሃሉ መንገዲ ናይ ምዉህሃድ ብቕዓትና ምዕባይ እዩ። እዚ ጥበብ ከ ከመይ ጌርና ኢና ነጥርዮ፧ እንታይ እንታይ ምስ ገበርና ኢና ተወሃሂድና ኢና ክንብል ንኽእል፧
- ጥበብ # 6 ርእሰ ተኣማምነት · 51 Min. · Staffel 1 Folge 6ጥበብ # 6 ናብራ ስደት ንብድሃሉ መንገዲ ኣብ ገዛእ ርእስና ምትእምማን እዩ። እዚ ጥበብ ከ ከመይ ጌርና ኢና ነጥርዮ፧ ኣብ መንጎ ርእሰ ምትእምማንን ትዕቢትን ዘሎ ፍልልይ ከ እንታይ እዩ፧
- ጥበብ # 5 ኣብ ገንዘብ ዘለና ኣረኣአያን ርድኢትን ምምዕርራይ · 1 Std. 2 Min. · Staffel 1 Folge 5ጥበብ # 5 ናብራ ስደት ንብድሃሉ መንገዲ ኣብ ገንዘብ ዘለና ርድኢትን ኣረኣእያን ምምዕርራይ እዩ። እዚ ጥበብ ከ ከመይ ጌርና ኢና ነጥርዮ፧
- ጥበብ # 4 ናይ ሞራልን ደገፍን ዙሪያና ምዕባይ · 45 Min. · Staffel 1 Folge 4ጥበብ # 4 ናብራ ስደት ንብድሃሉ መንገዲ ናይ ሞራልን ደገፍን ዙሪያና ምዕባይ እዩ። እዚ ጥበብ ከ ከመይ ጌርና ኢና ነጥርዮ፧

